Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ታቦታት ናብ መንበረ ክብሮም ይምለሱ ኣለዉ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 19, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ በዓል ከተራ ከካብ ኣብያተክርስቲያናት ብምውፃእ ናብ መሕደሪኦም ባሕረ ጥምቀት ዝኣተዉ ታቦታት ስርዓተ-ጥምቀት ተፈፂሙ ናብ መንበረ ክብሮም ይምለለሱ ኣለዉ።
እቶም ታቦታት ካህናት፣ ዲያቆናትን ተምሃሮ ሰንበትን ብመንፈሳዊ ዝማሬ ምእመናን ተዓጂቦም ናብ መንበረ ክብሮም እናተመለሱ ይርከቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ልምዓት ኮሪደር ከተማ ካብ ምዝማን ብዝሓለፈ ርኡይ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ የምፅእ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)
ከተማታት ኢድን ኣእምሮን ከምኡ እውን ዓንዲ ሕቖ ሃገር እየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ንዓመታት ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ህይወት ይዘርኡ ኣለዉ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ቦርድ መረፃ 30 ሚኢታዊት ዝኸውን መንግስቲ ናይ መጀመርታ ደገፍ ንውድባት ለቒቑ
ተፈጥሮ ዝሃትና ፀጋ ምክንፈልጥን ክንግንዘብን ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ – ኣቶ ኣወል ኣርባ
ክልተ ፅዋዕ ዝተሸለመት እየሩስ ብርሃኑ…
Comments
(0)
Add Comment