ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡
ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት እንተመዝግብ፣ እንየው ስለሺ ዝተረፈት ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ደቡብ ሱዳን ድማ ፓኖም ጁዎ (ብፍፁም ቅላዕ) ኣመዝጊቡዋ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!