ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡
ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት ፓርቲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ስልጠና ሎሚ ተዋሂቡ።
ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ እቲ ስልጠና ክሓልም፣ ክውጥንን ክፍፅምን ዝኽእል ኣመራርሓ ንምፍጣር ዝዓለመ እዩ፡፡
ቀንዲ ተልእኾ ትካላት ፌደራል ኣብ ትካላተን ምድማር መንግስቲ ዝብል ሓሳብ ምትግባር ምዃኑ ብምሕባር፤ ውሽጣዊ ስርዓት ፓርቲ ምርዳእ ተልእኾኦም ብዕውትነት ንምፍፃም ከምዝሕግዞም ኣረዲኦም፡፡
ነዚ ተልእኾ ኣብ ዕውት ብምብፃሕ 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ እቲ ውድብ ኣብ ዘቐመጦ ኣንፈት መሰረት ብዝተገበረ ኣወዳድባ ትካላዊ ኣሰራርሓ ንምጥንኻር፣ ጥንኹር ኣባላት ኣመራርሓ ኣረኣእያን ስነ ምግባር ኣብ ምፍጣርን ብትኹረት እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!