ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ።

ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ተኻይዱ።

ኣብቲ ዘተ ቻይና ሓዊሱ ካብ 120 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ350 ተሳተፍቲ ዝተሳተፉ እንትኾን ተመራመርቲ፣ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካዊን ሓለፍቲ ትካላት ኣተሓሳስባን ተረኺቦም፡፡

ኣባል ማእከላዊ ኮሚቴ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይናን ፅሓፊ ኮሚቴ ቤትማዘጋጃ ሻንጋይን ቼን ጂኒንግ ኣብቲ እዋን ምስ ሃገራት ደቡብ ዘሎኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘላ ቆራፅነት ገሊፆም፡፡

ብተወሳኺ ቼን ጂኒንግ ቻይናን ደቡብ ሃገራት ንሓበራዊ ራኢይን ዕውትነትን ብምትሕብባርንምጥንኻር ቆረፅነት ከምዘላም ገሊፆም፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment