ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንበርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ምሸት ሰዓት 12 ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ወልቭስ ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ፉልሃም ምስ ሰንደርላንድ፣ ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ እውን ቦርንማውዝ ምስ ዌስትሃ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡30 ድማ ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ስታዲየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!