Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on July 2, 2024
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ።
ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ምሸት ሰዓት 4 ድማ ኦስትሪያ ምስ ቱርኪ ኣብ ስታዲያም ሬድቡል ኣሬና ከምዝጋጠመ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ።
ስፓርት
Share
Related Posts
ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና
ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ
ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ
Comments
(0)
Add Comment