ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር ሂቡዎ።
እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ ወረቐት ምስክር 29 ሕዳር 2018 ዓ.ም ምሃቡ ኣፍሊጡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!