ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዞባዎ ሓበራዊ ጉዳያት ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንፋና ዲጂታል ገሊፁ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment