ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ (ክልተ)ን ብሩክ በላቸውን ኣመዝጊቦምወን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!