ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።

እቶም ፕሬዚዳንት እዋን ፃንሒት ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞናን ኣምባሳደር ማልታ ኣብ ኢትዮጵያ ሮናልድ ሚካሌፍንን ሰኒዮም።

ክልቲአን ሃገራት ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ክልቲኣዊን ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ርክብን ንክጠናኸር እቶም ኣምባሳደራት ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ ምምስጋኖም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment