ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

ንኢትዮጵያ ቡና እስራኤል ሸጎሌን ዮሃንስ ኪዳነን ሸቶታት እንተመዝግቡ፥ ወልደአኣማኑኤል ጌቱን ኪቲካ ጅማን ድማ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣመዝጊቦምወን፡፡

ክልቲአን ጋናታታት ኣመወዳእታ ፀወታ እቲ ሊግ ነጥቢ ምክፋለን ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ቡና ብ60 ነጥቢ 2ይቲ ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብ44 ነጥቢ 10ይቲ ብምውዃን ውድድረን ዛዚመን፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment