ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ።

ኣብቲ ርሕቐት  ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።

ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን 500 ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።

Comments (0)
Add Comment