ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዳዊት ካሳን ሁዘይፋ ሻፊን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ብወገን ኢትዮጵያ ዝሐሸ ናይ ምክልኻልን ምጥቃዕን ምንቅስቓስ እናገበሩ ይርከቡ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment