ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣበ 2013 ዓ.ም ዘጋጠማ ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ብብሱል ኣመራርሓን ብሓድነት ዜጋታታን ምሽጋራ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ ንመላእ የኢትዮጵያውያን ን2014 ሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኢትዮጵያ ኣበ 2013 ዓ.ም ዘጋጠማ ናይ ውሽጢን ደገን ፈተናታት ብብሱል ኣመራርሓን ብሓድነት ዜጋታታን ምሽጋራ ገሊፁ።
እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ድማ ኣባላት ሃገር መከላከያ ሰራዊት፣ ናይ ክልል መንግስታት ፍሉይ ሓይሊ ፣ ሚኒሻን መላእ ሕዝብታትን ዲያስፖራ ወገናትን ብዝገበርዎ ኩለ መዳይ ተጋድሎን ተሳትፎን ከምዝኾነ ተዛሪቡ።
እኢ ተሳትፎ ኣብ ሓዱሽ ዓመት እውን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።