ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተባህለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ኣብ ቴሌብር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተብሃለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ብቴሌብር ኣጀሚሩ፡፡
እቲ ኩባንያ ምስ ኢንተርፕራይዝ ክፍሊት መገድታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሎሚ ዘመናዊ ዲጂታላዊ ስርዓተ ክፍሊት ተግባራዊ ገይሩ።
ዲጂታላዊ ስርዓተ ክፍሊት ኣብ ኢኮኖሚ ምንቅስቓስ ውሽጢ ቁልፊ ግደ ዘለዎ ካብ ኣዲስ ኣበባ-ኣዳማ ግልጋሎት ዝህቡ ዲጂታል ብምውህሃድ ተሞክሮ ተጠቃሚነት ዘዕቢ እዩ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኢንተርፕራይዝ ሙስጠፋ ኣባሲመል ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ሓድሽ ናይ ግልጋሎት ስርዓተ ምሕደራ ኣገልግሎትን ፋይናንስ ክፍሊት ቅፅዓት ቅድሚ ሕዚ ብኢድ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣሰራርሓ ዘመናዊ ስርዓተ ኣውቶሜሽን ኣሰራርሓ ዝትክእ እዩ።
ብመራኦል ከድር
Comments (0)
Add Comment