ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡
ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት ተረባሕነት ዝፈልዩ ኩለመዳያዊ ሓበሬታ ሰኒዱ ብምሓዙ እዩ ንሽልማት ዝተመረፀ፡፡
ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ንሽልማት ዝተመርፀ ብምህዞን ፈጠራን ፍሉይ ሽልማትን ኣፍልጦን ብምሃብ ዝፍለጥ ሬድ ዶት ብራንድስን ኮሙኒኬሽን ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!