ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብቦርንማውዝ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ስቴዲየም ንቦርንማውዝ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡

ቦርንማውዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ክሩፒን ኣሌክስ ስኮትን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ንኣርሰናል ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ብሕታዊት ሸቶ ድማ ዮኮሬሽ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡

Comments (0)
Add Comment