ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ውዕሉ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ከምዘናውሐት ዕላዊ ገይራ።
ብራዚላዊ ንተኸላኻሊ ቦታ ተፃዋቲ ጋብሬል ማግሃሌስን ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ሊል ናብ ኣርሰናል ምፅንባሩ ይዝከር።
ማግሃሌስ ናብ ክለብ ካብ ዝፀንበር ግዘ ኣትሒዙ ንኣርሰናል 210 ፀወታታት ብምክያድ 20 ሽቶታት ምቑፃር ክኢሉ፡፡
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
Website www.fanamc.com/tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana