ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ እትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዪ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፡፡

3 ጳጉሜን መዓልቲ ዝላ ኣብ ሳይንስ ሙዚም “ ምዕባለ ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ይርከብ፡፡

እቲ መዓልቲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ዝተመዝገቡ ኩለመዳዊ ውፅኢታትን ዓወታትን ዝረኣየሉ እዩ፡፡

እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ዝተተግበሩ ስራሕቲ ለውጢ ዘተኣማምንን ተነሓሒ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኣኽኢሉ፡፡

ኣብ ወሰንቲ ዓውድታት ልምዓት ዝኾኑ ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪ፣መዓድን፣ ምእካብ እቶትን ካልኦት ዓውድታትን ርኡይ ዕብየት እናተመዝገበ እዩ ኢሎም፡፡

በዙይ እውን ናይ ዕብየት መሰረት ዝኾኑ ሰናይ መናእሰይ እናረኣየ እዩ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

 

Comments (0)
Add Comment