ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብ ሆንዙ ውድድር ማራቶን ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሩቲ ኣጋ ብ2:24:29 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው እቲ ውድድር ተዓዊታ።
ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጫሉ ደሶ ብ2:11:15 ብምእታው እቲ ውድድር ተዓዊታ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ 2:08:10 ብምእታው እንትስዕር፥ ኣትሌት ደሳለኝ ግርማካልኣይ ወፀኡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!