ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ትማሊ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ እቲ ሓደጋ መሰንበዲ ኢዩ ኢሎም።

ንስራሕቲ ምድሓን ህይወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር እውን ገሊፆም።

እቲ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ጓዳሉፕ  ዝተብሃለ ወሓዚ ሩባ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝነበሩ ሰገናት ምጥፍኦም ሰብ መዚ እታ ገዝኣት ተዛሪቦም ቢቢሲ ፀብፂቡ።

 

Comments (0)
Add Comment