ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ኣድላይነት ሰላም ዝገልፅን ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ፥ ልምዓትን ዘላቒ ሰላምን ንክመፅእ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ንዝገበሩ ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን “ንዝገበርኩሙልና ኩሉ ነመስግን፤ ሰላም ነፅንዕ ኣልሚዕና ንኾርዕ” ዝብሉ ጭርሖታት ከምዝተደመፁ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment