ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተጀመሩ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቑን ዝተጀመሩን ግዙፋት ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተሳሊጡ።

ዳይሬክተር ዲጂታል ሚዲያ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ቢሻር ሞሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰልፊ ሎሚ ኣብ 95 ወረዳታትን 6 ከተማታትን ኢዩ ተኻይዱ።

መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ልምዓት ንህዝቢ ተረባሒ ዝገብር ስራሕ ምጅማሩን ቅድመ ሐዚ ዝነበሮም ሕቶታት ይምልስ ምህላዉን ኣብቲ ሰልፊ ከምዝተገለፀ ተዛሪቦም።

ብኣድማሱ ኣራጋው

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment