ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍፍ ኣብ ከተማታት ቦንጋ፣ ታርጫን ቴፒ ይካየድ ኣሎ፡፡

እቲ ሰልፊ ድጋፍ ብለውጢ መንግስቲ ዝተረኸቡ ኩለመዳያዊ ለውጢታት ዓወት 24 መጋቢት ዝዝክር ከምኡ እውን ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣፍልጦ ዝህብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment