ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።

እተ ርእሰ ምምሕዳር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ኣብ ዞባ ጅማ ኣጀሚሮም።

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም።

እቲ መርሃ ግብሪ ናብ ናይ ቀደም ባህልና ንክንምለስ ኣኽኢሉና ኢዩ ብምባል፥ እቲ ጎስጓስ ኣጠናኺርካ ምቕፃል ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment