ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ እታ ሃገር ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ዝርከቡ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ናይ ምእካብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡
ትማሊ ኣብ ዝተኻደ 7 ሓፈሻዊ መረፃ ቆፀራ ድምፂ ተዛዚሙ ኣብ ጣቢያታት መረፃ ግዜያዊ ውፅኢት ካብ ንጉሆ ጀሚሩ እናተለጠፈ ይርከብ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብቶም ጣቢያታት መረፃ ዝርከቡ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ እናተኣከቡ ከምዝኾኑብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ፡፡
#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያመሪፃ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavoted #Democracy #fanatelevision