ኣብ ጭና ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጨፍጨፉ ንጹሃን ናይ ሽምዓ ምብራህ  ሥነ-ሥርዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ “ጭና” ገጠር ቀበሌ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጨፍጨፉ ንጹሃን ናይ ሽምዓ ምብራህ  ሥነ-ሥርዓት ተኻይዱ።

ኣብቲ ሥነ-ስርዓት ናይታ ከተማ ከንቲባ ኣይተ ሰለሞን ተዘራን ሓዊሱ መናእሰይን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም ክብል  ናይ ሰሜን ጎንደር ኮሙዩኒኬሽን ገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment