ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን።
ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ መርሃ ገብሪ ይሕበር።
ኣብ ምድብ-4 ናይጄሪያ ምስ ታንዛኒያ ምሸት ሰዓት 2፡30፣ ቱኒዚያ ምስ ዩጋንዳ ምሸት ሰዓት 5 ክጋጠማ ኢየን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!