ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡
በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡
ብተወሳኺ ኣይተ ተኽሊት ይመስልን ወ/ሮ ነሲም ዓሊን ኣባላት ኣመራርሓ ስራሕ ቦርድ መረፃ ገይሩ ሰይሙ፡፡
ብእዮናዳብ ኣንዱአለም
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!