ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡

ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ክልል ኦሮሚያ ብምዃን እናገልገሉ ፀኒሖም፡፡

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ድማ ሚኒስትር ሕርሻ ብምዃን ከምዝተሾሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስር ኣፍሊጡ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment