ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ።

እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ መሪቖም ከፊተምዎ።

ኣርባዕተ ናይ ፌዴራልን ሽዱሽተ ናይ ክልላትን ትካላት ኣገልግሎተን ኣብቲ ማእኸል ከምዝህባ ተገሊፁ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment