ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ።

እቶም ኢንዱሰትሪታት ኣብ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ዝነበረ ክፍተት ኣብ ምድጋፍ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎም ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ገሊፆም።

ኣብቲ ዩንቨርስቲ መምህርን ተመራማሪን ሳይንስን ምህንድስናን ማቴሪያል ጌትነት ኣስራት (ዶ/ር)÷ መበል ካልኣይ ሃገር ቦቆል ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ለዕሊ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ልዑል ምንቕቓሕ ካብ ምፍጣር ብተወሳኺ ናይዛ ሃገር ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድጋፍ ውፅኢት ምምፅኡ ተዛሪቦም።

ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኽካ ፀገም እቲ ዓውዲ ንምፍታሕ ከምኡወን ንፍሪያት ወሽጢ ዓዲ ልዑል ብፅሒት ንክህሉን ውፅኢታዊ ንክኸውን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ዝገለፁ ድማ መመህርን ተመራማሪን መካኒካል ምህንድስና እቲ ዩንቨረስቲ ጌታሁን ሶርሳ ኢዮም።

ብኣስጨናቂ ጉዱ

Comments (0)
Add Comment