እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብምርመራ ብምሕጋዝ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣወፃፅኣ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅር ስራሕን ብመፅናዕትን ምርመራን ብምድጋፍ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፡፡

ሓምሻይ ዓመታዊ ፓርላማ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን “ሓቛፍን ጠንካራን ስርዓት ፓርላማ ብሃገር ቦቆል ፍልጠትን ቀፃሊነት ዘለዎ ልምዓት ብዝብል መርሃ ግብሪ ምክያድ ጀሚሩ፡፡

ኣብቲ እዋን ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ከምዝበልዎ፤ ባህሊ ምርምር ምዕባይ ቀፃሊነት ዘለዎ ንዘላቒ ዕብየት፣ ድልዱል ምጣነ ሃፍቲን ዕብየትን ምርግጋፅ ወሳኒ እዩ።

ብምዃኑ እቲ ቤት ምኽሪ ዘውፅኦ ፖሊሲታት ምርመራ ኮንፈረንስ ፣ ሕግታት ንዝግበር ክትትልን ቁፅፅርን ዘለዎ ልዑል ኣበርክቶ ከምዝኾነ ምሕባሮም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ርእይቶ ህዝቢ ብመፅናዕትን ምርምርን ኣብ ዝወፀኡ ሕግታት ፖሊሲ ዘማእኸለ መፍትሒ ክውሃቦም እናተገበረ ምዃኑ ብምሕባር፤ኣብ ቐፃሊ ክጠናኸር ዘለዎ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሓቢሮም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment