ከተራን ጥምቀትን ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተራን ጥምቀትን እንትነኽብር ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።

እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ዝህቦ ኣበርክቶ ብምግንዛብ ክኽበርን ነዚ ብምጥንኻር ክኸውንን ይግባእ ኢሉ።

ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ብቕርስነት ካብ ዘመዝገበቶም ዘይድህሰሱ ብሄራዊ ቅርስታት ሓደ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ በዓል ሃይማኖታዊን ትውፊታዊን ክብሩ ሓሊዩ ምኽባር ካብ ዝጅምር ብዙሓት ዓማውቲ ከምዘቑፀረ ኣብሪሁ።

ሕዝበ ክርስቲያን የኢትዮጵያ ብሔሮች፣ ብሔረሰቦችና ሕዝቦች በተለያዩ አልባሳትና ጌጣጌጦች አጊጠው ፣ አሸብርቀውና ደምቀው የተለያዩ ሐይማኖታዊ ሥርዓቶችን በመፈፀም ታቦታቱን በዕልልታና ጭብጨባ እያጀቡ የከተራና የጥምቀት በዓልን በደስታና በፍቅር ያሳልፉታል።

እቲ በዓል ንማሕበራዊ ዝምድናን ሓድነትን ምጥንኻር፣ ንህንፀት ሃገርን ቱሪዝም ኢንዱስትሪን ዘለዎ ግደ ኣዝዩ ልዑል ከምዝኾነ ገሊፁ።

 

Comments (0)
Add Comment