ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼባ  ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።

ብመሰረት እዚ፥ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ቤት ፅሕፈት ምድላው ፕሮጀክት መሓውራዊ ፕላን ኣዲስ ኣበባ ዘቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

ብተወሳኺ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓት ኣቀራርባን ኣወሳስናን ዲሲፕሊን፣ ቅርታን ይግበአንን ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ምምሕዳር ዝጠመተ ዘተ ድሕሪ ምግባር ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

ሃገራዊ ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክትታት ብምደባ ንምትሕልላፍ ዝቐረበ ናይ ውሳነ ሓሳብ ብምዝታይ እውን ውሳነ ኣተሓላሊፉ።

4ኛ. የቦታ ደረጃ ጥናት ላይ ተወያይቶ ውሳኔ አሳልፏል።

መፅናዕቲ ደረጃ ቦታ ብምዝታይ ውሳነ ምሕላፉ ተገሊፁ።

ኣብ ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታት በምዝታይ ውሳነ ምምሕልላፉ ተሓቢሩ።

 

Comments (0)
Add Comment