ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታተ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ።

እቲ ካቢኔ ኣብ ዝቐረቡ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡

ብመሰረት እዚ፡-

1ይ. ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቁፅሪ ኣባላት ቤት ምኽሪ ከተማ፣ ክፍለ ከተማን ወረዳን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ብምዝታይ ናብ ቤት ምኽሪ ንኽቐርብ ፤

2ይ. ኣብ ደምቢ ኣሰራርሓ ዕድጊትን ምውፋር ስራሕን ተቛርፅቲ ህንፀት

3ይ. ሃገራዊ ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክታት ኣብ ሕቶ መሬት ዘተ ብምግባር ውሳነ ምሕላፉ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ምምሕዳር ከተማ ንፋና ዲጂታል ገሊፁ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment