ክሳብ ሕዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።

ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ።

21 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም።

ክሳብ ሕዚ 74 ሚኢታዊ ትልሚ ተዓዊቱ፡፡

 

Comments (0)
Add Comment