ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን መስራቲን ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ዝነበሩ ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።

ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ 4 ለካቲት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ገሊፁ።

ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን ንዕቤት ሚዲያ ኢትዮጵያን ንዓወት ኢቢኤስን ዘይትካእ ግ ከምዝተፃወቱ ተገሊፁ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment