ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቱሪዝምን ዘላቒ ለውጢን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ብብርኪ ዓለም ንመበል 46 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 38 ግዘ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ዕለት ምኽኒያት ብምግባር ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ ክልል ማእከላዊ ኢትዮፐያ ብምዃን ዘሰናደኦ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብታ ከተማ የካይድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ከምኡ ‘ውን መዳረግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ተረኺቦም።

ምርኢት ስእሊ እውን ቀሪቡ።

ብፌቨን ቢሻው

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment