ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት
- ግድብና ተዛዚሙ፣ ሽርሒ ፀላእትና ብሓዊ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊነት ነዲዱ ጠፊኡ
- ግድብና ንሃገራት ተፋሰስ በረከት እንበር ጉድኣት ኣይኮነን
- ፅዕንቶ ወፃኢ ኣብ ዘይበደሆ ኢትዮጵያዊ ሓድነት ደው ዝበለ ግድብ
- እቲ ግድብ ምዝዛም ኣክሊል ዓወት ሰዓራይነት ምንባር ኢዩ
- ግድብና ናይ ኣባይ ዘበን ትውልዲ ተጋድሎ ሰንደቕ
- እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ፣ ናትካን ናትናን ኢዩ፣ ፍልፍል ሃፍትናን ክብርናን ኢዩ!
- ግድብና ብናይ ባዕልትና ዓቕሚ ዝሃነፅናዮ ዓምዲ ሓድነትናን ሕብረትናን! ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ቀሪቦም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!