ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መንግስቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2017 ኣመልኪቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብራህርሂን ሂቦም።
ኣብ መብራህርሂኦም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን ክብሉ ኣፅንኦት ሂቦም፡፡