ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም።
ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55 ሺሕ ሰባት ተሳቲፎም።
ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ብኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበን ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ውድድርን ኢዩ።
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!