ዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ኢትዮጵያ እጃማ ትፃወት ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር እጃማ ትዋፃእ ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን።

3ይ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ብኣሳናዳእነት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ።

ሚኒስትር ዲኤታ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር ዓብሱልሓኪም ሙሉ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ንምጥንኻር ንምዝታይ ዝዓለመ ምዃኑ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ምትእስሳር ጠመተ ዝገበረ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ብምግባር ከምትርከብ ብምሕባር፤ መገዲ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ሓዊሱ ዞባዊ ምትእስሳር ምዕባይ ዝኽኣሉ ፕሮጀክትታት ይትግበሩ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ዞባ ኢሉ እውን ኣብቲ ኣህጉር ንዘሎ ዕድላት ንምምዝማን ንክኸኣል ምቹው ናይ ኢንቨስትመንት ሃዋህው ንምፍጣር ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ግደ ኣብ ምውፃእ ትርክብ ኢሎም።

ብሚኪያስ ኣለሙ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment