ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 70 ዙር ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 295 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣካቢ ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርናን እያሱ ኢልያስ(ፕ/ር)ን ዓለም ለኸ ተመራማሪ ግብርና ገቢሳ ኤጄታን (ፕ/ር) ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ስድራ ተመረቕቲን ተረኺቦም።
ብተወሳሳሊ ዩንቨርስቲ ሚዛን በስሩዕን ተኸታታሊን መርሃ ገብሪ ብቅድመን ድህረ ምረቓን ዘሰልጠኖም 796 ተምሃሮ ንመበል 17 ዙር ኣመሪቑ።
ብቲያ ኑሬን ተስፋዬ ምሬሳን
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!