ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም።
ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ንመበል 11 ግዘ ብቅድመን ድህረን ምረቓ ዘምሃርዎም 1 ሺሕን 357 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ።
እቶም ተመረቕቲ ብ33 ዓይነታት ትምህርቲ ብስሩዕ፣ ክረምቲን ምሸታዊን ፕሮግራማት ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ ።
ብተመሳሳሊ ዩንቨርስቲ ጂንካ ልዕሊ 851 ብቐዳማይ ዲግሪን ካልኣይ ዲግሪን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ንመበል ሓምሻይ እዋን ኣመሪቑ።
ብነፃነት ፀጋይን ኣስጨናቂ ጉዱን
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!