ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ አድሪስ፥ ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን ኢሎም።
ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰከላም፣ ዩንቨርስቲ ጎንደረን ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን፥ ዩንቨርስቲ ጎንደር “ስድራ ቃል ኪዳን” ሃገር ለኸ መድረኽ ልውውጥ ተመክሮ ተኻይዱ።
ካብ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ በቢዓመቱ ናብ ዩንቨርስቲ ጎንደር ዝመፅኡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ብነበርቲ ከተማ ጎንደር ግቡእ ፍቕሪን ክንክንን ዝረኽብሉ ዝምድና ሰድራ ኢዩ።
በዚ ዝምድና እቶም ተምሃሮ ኣብ ፃንሒቶም ኣድላዪ ሰድራዊ ክትትልን ድጋፍን ክረኽቡ ኢዮም።
ኣይተ ኣሕመድ፥ ስድራ ቃል ኪዳን ጎነደር ነባር ኢትዮጵያዊ ክብሪ ትካላዊ መልክዕ ንክህልዎ ገይሩ ኢዩ ኢሎም።
ይህንን የጎንደር ዩኒቨርሲቲ ተሞክሮ ሁሉም ዩኒቨርሲቲዎች ሊወስዱት እንደሚገባ አስገንዝበዋል።
እዚ ተሞክሮ ዩንቨርስቲ ጎንደር ኩለን ዩንቨርስታት ክወስድኡ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።
ብምንይችል ኣዘዘው
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!