ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 አፈጻጸም የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ዝተሃቀኑን ናይ 90 መዓልቲ ዓበይቲ ተግባራት ዝበፅሑሉ ደረጃ ከምዝግምገም ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን፡፡
ኣብታ ከተማ ዝተፈላለዩ ትኹረት ዝጠልቡ ግባራት ተፈልዮም ቀፀልቲ ኣንፈታት ከምዝቕመጡ እውን ገሊፀን፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ዝተረኸቡ ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማታት ተጠናኺሮም ዝቕፅሉሉን ዝተርኣዩ ጉድለታት ዝእረሙሉን መድረኽ ከምዝኸውን እተን ከንቲባ ኣመልኪተን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!