ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓ ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ በኬ ዶሀሴ-ፓሪስ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚጦም ተመያይጦም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!