ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ካቢነ ኬን፣ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዲያስፖራን ሙሳሊያ ሙዳቫዲ (ዶ/ር) ተመያይጦም።
ክልቲኦም ሚኒስትራት ምስ ጎና ጎኒ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፤ ዞባውን ምትሕብባር ክልቲኤን ሃገራት ንምጥንኻር ዝሕግዙ ጉዳያት ዘትዮም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!