ግድብ ህዳሰ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብሓሳብ ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ኢዩ- ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብረሃፅ፣ ደምን ሓሳብን ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ድሙቕ ዓወት ኢዩ ኢሎም  ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝፀንሐ ቀለምን ኣሰርን ስልጣነ ክሳብ ሎሚ ዘድመቐን ሃረር ናይዚ ትውልዲ ኣሰር ብዝኾነ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ሰልፊ ዓወት ልምዓት ገይራ ኢሎም።

ህዳሰ ኣብ ትውልዲታት ኩሎም ብዝለዓለ ግርማ ቃል ዝዝረብ፣ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብረሃፅ፣ ደመን ሓሳብን ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ድሙቕ ዓወት ከምዝኾነ እወን ሓቢሮም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment